العربية  |  دری  |  English  |  Français  |  Deutsch


ዓብ ኹሉ ዓለም ዘለው ሰባት ሓገዝ ዕንዳተዎሓባቡ ብሃንሳብ ይነብሩ ዓለው። ን ምሳሌ ሽማግለን ከሙዕውን እቶም ኣብ ኣራት ዘለዎን ሰባት ሃግዝ ብምሓብ ፣ ኣብ ቤት-ትምህርቲ ሃግዝ ብምሓብ ፣ ናይ ዝስተ ማይ ግልጋሎት ሃግዝ ብምሓብ ፣ ከሙዕውን ናይ ገንዘብ ሃገዝ ብምግባር።

ንሕና ድማ፣ ብዛዕባ ኣብ ናትኹም ኣዲ ዘሎን ከሙዕውን ኣብ ጀርመን ዝወሰድኹዎን ተሞኽሮን ካብ ናትኹም ትምህርቲ ንምውሳድ ደልይና ኣለና።

ናይ ሔሰን ምምህዳር ናይ ስደተኛታትን ሃገዝ ድጋፍ ንምሓብ ተዳልዩ ኣሎ፣ ብዚ ሃገዝ ድማ ምስ ኻልኮት ሰባት ንምፋለጥን ከሙዕውን ተሞኽሮን ንምውሳድ ይኽዕሉ ዕዮም።

ንናትኩም መልሲ ካብ ልቢ እንዳመሰገና ፣ እስኹም ድማ ናትና ብጣዕሚ አገዳሲ ዒኹም።
 
5% of survey complete.

T